ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ

1 ንግዲ ፍቃድ ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ ዝኮንኩም ንጨረታ ዝጠቅሙ ኩሉ ብምሓዝ ክትወዳደሩ ንዕድም

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30፡00 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ጨረታ እዚ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓድዋ ክፍሊ ዕደጋ ብምዉሳድ ሰነድ ጨረታኩም ብፖስታ ብምዕሻግ ኬሚካላትን ፣ ኣቁሑት ቤተ ፈተነን ሳይንስን ክሳብ 7/01/2012ዓ/ም ሰዐት 8፡30 ዓድዋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ  ከልኦት ዝተሓተቱ ኣቁሑታት ክሳብ 8/1/2012ዓ/ም ሰዐት 8፡30 ዓድዋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

3 ጨረታ ሰዓት ዝዕፀወሉ ዕለት 8/1/2012ዓ/ም ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

4 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ ቁ/ስ 03 47 71 35 65 /09 23 30 33 67 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል