ማእኸል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ኣግበ

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ

2 ናይ 2011ዓ/ም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎም

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር እተቅርቡ

4 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 21-23/12/2011 ሰዓት 11፡00 ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 24/12/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ/ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኩን ኣብ ዘየለዉሉ ኣብ መቐለ ይኽፈት

5 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋባይ ዝኮነ ተጫራታይ ዘቅርቦ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰ /ዘይሓወሰ/ ምካኑ እንተዘይተገሊፁ ኣመልካቲ ምስ እሴት ታክስ ከምዝመለኦ ይሕሰብ

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 41 41 25 05 / 09 14 59 11 08/ 09 48 53 62 08 ይደዉሉ