1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ሰነድ ኮፒ ዘቕርብ፣ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት መስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእለ
4 ተጫረቲ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሩኩምን ናይ መቕረባይነት ምስከር ወረቐት ኮፒ ምስ ሙሉእ ዶክሜንትኩም ብምትሕሓዝ ክተቕርቡ ትኽእሉ
5 ተጫረቲ ሽም ፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 14/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 18/12/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ከተቕቡ ትክእሉ
4 ፕሮፎርማ ዕለት 18/12/2011 ሰዓት 9፡00 ኣብ ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ርክብ ክልል ትግራይ ደጀን ቢሮ 1-06 ይኽፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 05 27 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ባጅ ሰራሕተኛታት ምስ መንጠልጠሊኡ | ብሳምፕል መሰረት | ቁፅሪ | 29 |
2 | መታወቅያ ሰራሕተኛታት | ብሳምፕል መሰረት | ቁፅሪ | 29 |