ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ጎማ ኣፕሎሰፊሕ ብክሪ

245/70/R16

ቁፅሪ

05

 1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2  እዚ ፕሮፎርማ ካብ 9/12/2011ዓ/ም ክሳብ 14/12/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 9/12/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00  በቲ ዕለት 9፡10 ይክፈትይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794ምድዋል ይከኣል፡፡