1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቲን ናምበር ዘቕርብ ፣
3 ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቕርብ ዝክእል
4 ኣብ ዝርዝር መቕረቢ ዋጋ ማሕተም ናይ ድርጅትኩም ክዓርፍ ኣለዎ
5 መቕረብቲ ካብ ዕለት 07/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 09/12/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትኽእሉ
6 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 10/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
ኣድራሻና ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 105 ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምሕታት ይካኣል