1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ዘሐደሱ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር
3 ብዉዕሎ መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ድሌት ዘለዎም
4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 06/12/2011 ይከዉን
5 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/12/2011 ልክዕ ሰዓት 11፡30
6 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 9/12/2011 ልክዕ ሰዓት 2፡30 ይከዉን
7 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 034 – 440-24-20 ይደዉሉ