ዞባ ደቡብ ምብራቅ ማእኸል ቤት ፍርዲ

1 ብዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቕረባይነት ዘለኩም ቫት ዝተመዝገብሉ ሰርትፊኬትን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011 ዲክሊሬሽን ከቅርብ ዝክእል

2 ንቫት ተመዝገብቲ ንካልኦት ይምልከት

3 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ቲን ተመዝጋቢ ምኻኑ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቕብ

4 ናይቶም ንብረት ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 20.00 ብር ብምኽፋል ካብ ዕለት 06/12/2011 ክሳብ 20/12/2011 ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ክፍሊ ቁፅሪ 12 ምእታዉ ይካኣል

5 እዘቲ ጨረታ ዕለት 20/12/2011 ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ /ዘየለዉሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዞባ ዶቡብ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ማይ ጨዉ ይኽፈት

6 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብገንዘብ ወይ በሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል

7 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ ብር 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 47 77 02 21 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል