1 ኣብ ላዕሊ ብዝተገለፁ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ክተቕርቡ እትኽእሉ
2 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቴፊኬት ከተቕርቡ እትክእሉ
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ከተቕርቡ እትክእሉ
4 ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማ ፣ ንግድን ኢንድስትሪን ዳይሬክተሬት ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምሕደርን ሰነድ ካብ ዕለት 2/12/2011 ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኩም ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ስርዝ ድልዘ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 7/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናብ ዳይሬክቶሬት ዐደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 59 ኣታዊ ክትገብሩ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 4፡30 ይኽፈት
5 ናይ ዝሰዓርኩምዎ ግልጋሎት ዋጋ ልዕሊ 3000.00 እንተኮይኑ ቫት ተመዝገብቲ ትካላት ቫት 15% ቢሮና ቆሪፁ ከምዘትርፍ ምካኑ ክትፈልጡ ይግባእ
6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለኬ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 01 29 ምሕታት ይካኣል