- 1. ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
- 2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ
- 3. ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ /TIN/ ዘለኩም
- 4. 2% Withholding tax ክኽፍል ዝኽእል
- 5. ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል
- 6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ 5+ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኩም ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኩም ናይ መቅረባይነት ምስክር ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክሜንትኩም ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ኣድራሻን ፣ ናይ ትካለኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 23/11/2011ዓ/ም ክሳብ // ዓ/ም ክሳብ 25/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክትቀርቡ/ ክትወዳደሩ ትኽእሉ
- 7. እቲ ፕርፎርማ ዕለት 25/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት
- 8. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344415291/ 0344415152 ደዊልኩም ምሕታት ይኸኣል
ንዳ/ዳሬክቶሬት ዕዳጋን ፋይናንስ ምመ/ር ንብረት ታ.ቁ 4-01073 ት.ግ ሞዴል LAN 25
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት (materiel) | ዓይነት መኪና | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | |
01 | Cover clutch | LAN 25 | 31210-OK210 | Pis | 01 | |
02 | Master frin assy | LAN 25 | 47201-OK010 | Set | 01 | |
03 | Battery boldern | LAN 25 | 70AM | Pis | 01 |
ንዳ/ዳሪክቶሬት ኣ/ስ/ሓይሊ ታ.ቁ 4-01068 ትግ ሞዴል LN166L
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት (materiel) | ዓይነት መኪና | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | |
01 | Jack assy | LN166L | 09111—35170 | Ris | 01 | |
02 | Bush front suspension | LN166L | 48635-26010 | Ris | 02 | |
03 | Bush front stabiliger | LN166L | 48815-14160 | Ris | 02 | |
04 | Bolt | LN166L | 90105-14025 | Ris | 02 | |
05 | Tank assy | LN166L | 77001-3D914 | Ris | 01 |