ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

ተ.ቁ

 ዓይነት ንብረት

 ዝርዝር መፍለይ

 መለክዒ

በዝሒ

 ሓደ ዋጋ

 ጠ/ዋጋ

 ሞዴል

 ቤት ፅሕፈት

1.

 Window assy  L.H

TY 62720-60C80

Pes

01

ፓራዶ

ምምሕዳር

2.

Glass sub- assy.RR. R.h

TY68103-30380

Pes

01

ፓራዶ

ምምሕዳር

3.

Glass ,RR DOOR R.H

TY 68123-60340

Pes

01

ፓራዶ

ምምሕዳር

  1. 1. ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ
  2. 2. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 23/11/2011 ክሳብ ዕለት 25/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡00
  3. 3. ተወዳደርቲ ናይ መቐረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉ ቲን ቁፅሪ መረዳአታ ከቅርቡ ኣለዎም
  4. 4. ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዕለት 26/11/2011 ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00
  5. 5. ኣድራሻና ጥቃ እንዳ ማርያም ቤተ ክርስትያን ሓዱሽ ህንፃ ኦፕሬሽን ኣግኣዚ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 034
  6. 6. ንተወሳኪ ሓበሬታበ ብስልኪ ቁፅሪ 0342408757 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል