ማእከል ባዩ ቴክኖሎጂ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማ

ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ ከማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

ናይ ስራሕ ተኮነተርቲ ዝተዉሃበ ፍቃድ ንግዲ; ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉ; ቲን ነምበር; ቫት ተመዝገብቲ መቅረባይነት ስርትፍኬት

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 200 ብር ብምክፋል ካብ ዕልት 19 /11/ 2011 ዓም ክሳብ 03/ 12 /2011 ዓም ምዉሳድ ይከኣል

ጨረታ 03/ 12/ 2011 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

መከበሪ ጨረታ 20000

ኣድራሻ

ዒላላ ድሕሪ ሱር ኮንስትራክሽን መቀለ

ስቁ 03442 410547/ 0914733207