ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 16/11/2011 ዓም እስካብ 18/11/2011 ዓም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 12/11/2012 ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይከፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342400158 / 0344417637