ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ

1 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ግብሪ ከፋለይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

3 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/11/2011 ዓም ክሳብ 10/11/2011 ዓም ሰዓት 9:30 ክተቅርቡ ትክእሉ

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 10/11/2011 ዓምሰዓት 10:00 ኣብ በሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት

5 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ 0344415291