ተ.ቁ | መፍለይ | ዝርዝር ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ |
1 | Sample | ንሪከርደር ዝከውን ኣናእሽቲ ባትሪ 1.5 ቮልት | ፅምዲ | 20 | ||
2 | ዲጂታል ፋይንደር | ቁፅሪ | 01 | |||
3 | p-855 | ቶሺባ ሳተላይት ላፕቶፕ ባትሪ | ቁፅሪ | 01 | ||
4 | Euro-star | ሪሞት ኮንትሮል ናይ ረሲቨር | ቁፅሪ | 01 |
- - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤
1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 28/10/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 28/10/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416727 ምድዋል ይከኣል፡