ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

 ናይ 2010 ዘሎ ቦክስ ፋይል በዝሒ 50 ዝለኣከ እንትከውን ናይ ቀፃሊ ተከታታሊ ድማ ተመሳሳሊ ይከውን፤

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን፤

2 ብ SCCA ሰርቲፋይድ ዝኮኑ

3 ኣብ ሒሳብ ቦርድ በዓል ስልጣን ፍቃድ ስራሕ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ጨረታ እዋን ዝፀንሓሉ ካብ 19/09/2011ዓ/ም -25/09/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከውን፡፡

5 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 25/09/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 2ይ ደብሪ ይከውን፡፡