ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 08/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይከውን፡፡

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291/415152 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡