1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቅረብ፣ እቲ ንግዲ ፍቃድ ዝንበብ ንፁር ክኸውን ኣለዎ።
2 Tin Number ዘለዎን አብ መቅረባይነት ዘተመዝገቡ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዘክእል::
3 ቫት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቅርብ::
4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ጥረ ገንዘብ ብር 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብሽም ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ክትሕዝ ዝኽእል::
5 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቢሮ ፀጥታ ንምም/ር ክ/ትግራይ ኣብ እንዳ ተ/ ሃይማኖት ቤትክርስትያን ፊት ንፊት ኮሚሳርያት ቢሮና ቢሮ ቁፅሪ 25 ካብ ደ/ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋ/ ን/ ምም/ር ዘይምለስ 20.00 ብር ከፊልኩም ትወስዱ::
6 ተጫራታይ ነጋዶ እቲ ዘሸነፎ ንብረት ብንፁር በቲ ዝወፁ Specification መሰረት ናይ ሐደ ዋጋን ጠ/ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ አብ ዝተአሸገ ፖስታ መሊኡ የቅርብ እቲ ንብረት ኦርጅናልን 1ይደረጃ ይኸዉን::
7 ኣሸናፊ ዝኾነ ነጋዳይን ዝሽነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዝያ ናብ መ/ቤትና ኣምፂኡ ከረክብ ዝኽእል ፤እቲ ንብረት Specification ትክክለኛ ምኮኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ገይሩ ገንዝብ ይወስድ።
8 መክበሪ ዉዕሊ 10 % ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ ከትሕዝ ዝክእልን ዉዕሊ አሲሩ ንብረት ኣታዊ ዝገብርን።
9 ቢሮና ካብቲ ዝፍፀም ግዝኢት 20 % ምዉሳክን ምቅናስን ዝክእል ምኮኑ::
10 ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝፈተነ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ምግባር ናይ ጨረታ መክበሪ ዘተሓዞ ገንዘብ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ኮይኑ ኣብ ካልኦት ጨረታ ከም ዘይሳተፍን ብሐጊ እዉን ተሓታቲ መኮኑ ክፈልጥ ኣለዎ፤
1 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 03/07/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/07/2011 ዓ/ም ይኸዉን::
12 እቲ ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 12/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓተ 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘተረኸብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ናይ ጨረታ መክበሪ እንተኣትሒዞም ንሳቶም ብዘይ ምህላዎም እቲ ጨረታ ክጉላእላእ ኣይክእልን ::
13 ብመምርሒ መሰረት ቫት 15 % ዊዘ ሆልድ 2 % ክኸፍል ምኻኑ ነፍልጥ::
14 መ/ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
15 ቢሮና ዝርከብሉ እንዳ ተሃይማኖት ቤት ክርስትያን ፊትንፊት / ናይ ቅድሚ ሸሙ ኮሚሳርያት / ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344- 409947 ደዊልካ ምሕታትይካኣል::