ማሕበር መናእስይ ትግራይ

1 መንእስይ ዘኮነ/ነት

2 ኣባል ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ዝኮነ/ት ኣባል ምዃኑ መፍለጢ ከቅርብ ዝክእል

3 ኣብ ንመንእስይ ዝጠቅሙ ዘርፍታት ንግዲ ክሰማረዩ ዝክእሉ ፤

4 ንዝካረይዎ ገዛን ንብረትን ማሕበር ብኣግባቡ ከሕዙ ዝክእሉ፤

5 ፅሬቱ ዝሓለወ ግልጋሎት ከቅርቡ ዝክእሉ፤

6 ናይ መብራህቲ ክፍሊት ናይ ዝተጠቀምሉ ብላዕሊ ክከፍሉ ዝክእሉ፤

7 ኣብቲ ከባቢ ካብ ዘሎ ዘፈር ንግዲ ወፃኢ ክሳተፍ ዝክእል፤ ተመሳሳሊ ሰፈር ንግዲ ዘይከፍት

8 መከበሪ ጨረታ 1000.00 /ሓደ ሽሕ /ብር ከትሕዝ ዝክእል፤

9 ሰዓራይ ናይቲ ጨረታ ሰዓራይ ምዃኑ ካበ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክአስር ዝክእል፤

10 እዚ ጨረታ ካብ 13/06/2011ዓ/ም ክሳብ 22/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 12 ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል፤

11 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/06/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኣዳራሽ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 11 ይክፈት፤

12 መ/ቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409730 ምድዋል ይከኣል