ማሕበር ረዲኤት ትግራይ

ተጫረቲ ነዞም ዝስዕቡ ረቆሕታት ከማልኣሉ ይግባእ

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ስራሕ ንግዲ፣ምዝገባ መቅረባይነት ፣ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ወርሓዊ ፀብፃብ ዘቅረበ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለን፣ ዝተሓደሰ ፍቃድ ዘለዎም፣ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ናምበር/ ፣ ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገበ መረጋገፂ ቁፅሪ

2 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ ክሳብ 15/06/2011ዓ/ም 500.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል፤

3 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-406300 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፤