ሰላም ትውልድ ኣድን ኤች ኣይቪ ፖዘቲቭስ ማሕበር

1 ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝተከፈሎ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ እና ቲን ሰርቲፊኬት ከቅርቡ ኣለዎም::

2 ናይ ሰነድ ጨረተኦም ዋጋ ብስምዒ ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 04/02/2019 ዓ.ም.ፈ ቅድሚ ሰዓት እናመፁ ከቅርቡ ይክእሉ::

3 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 14/02/2019 ዓ.ም.ፈ ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውዎ ይክፈት::

4 ብቁዕ ናይ ኦዲት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ፤

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0974-514381/0914-750648 ምድዋል ይከኣል