ኢትዩ ትሪ ኢኮ ሲስተም ምምሕያሽ ሓ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር

1 ናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናይ ማሽን ኣካራይ ተካራይን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ናይ 2011 ዓ/ም ዘሐደሰን ዝገልፅን ሰርቲፊኬት ኦርጂናልን ኮፒን ቲን ናምበርን መረዳእታ ኦርጂናልን ኮፒን ዘቅርብ፤

2 በዓል መሽን ዝኮነ ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ ዝገልፅ ሰርቲፊኬት ኦርጂናልን ኮፒን ቲን ናምበርን መረዳእታ ኦርጂናልን ኮፒን ዘቅርብ፤

3 እቲ ስራሕ ውዕሊ ካብ ዝኣስሩ ጀሚሮም ኣብ ውሽጢ 10 ተኸታተልቲ መዓልቲ ሰሪሖም ከረክቡዝኽእሉ፤

4 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ሰነድ ካብ ዕለት 23/05/2011ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅ/ት ኢትዩ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ፕሮጀክት ወ/ደ/ተምቤን ብነፃ ክወስዱ ይኽእሉ፤

5 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ዋጋ ዝሓዘ ሓደ ኦርጂናል ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሽም ንግዲ ፍቃዶም ብምፅሓፍ ፊርማ ብምፍራምን ማህተም ምስገበሩ ብምዕሻግ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽምን ኣድራሻን ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ቤት ፅ/ት ኢትዩ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ፕሮጀክት ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 06/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ብኣካል ብምምፃእ ከእትው ይኽእሉ፤ በቲ ዕለት ንሱ ልክዕ ሰዓት 4:15 ጨረታ ሳንዱቅ ይዕፀው።

6 እቲ ጨረታ ኩለም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 06/06/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ይዕፀው።

7 ብር 10000.00 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብን ከትሕዝ ዝኽእል ደረቅ ቸክ ተቀባልነት የብሉን።

8 መኸበሪ ውዕል 5% ካብ ጠቅላላ ዋጋ ብሲፒኦ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ከቅርብ ዝኽእል፤ ቸክ ተቀባልነት የብሉን፤

9 ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምጭብርባር ዝፈተነ ተወዳዳራይ ብሕጊ ተሓታታይ ምዃኑ፤

10 ተጫራቲ ናይ ቫት ሒሳብ ኣብ ግምት ከየእትው ክመልኡ ኣለዎም።

11 በቲ ናይ ፕሮጀክት መምርሒ መሰረት ተወዳደርቲ ዝተሓተ ዋጋ ዘእተወ መሸነፋይ ምዃኑ፤

12 ቤት ፅ/ት ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ፕሮጀክት ብክፋል ወይ ደማ ብሙሉእ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ቤት ፅ/ት ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ብኣካል ወይ ብስ.ቁፅሪ 0914-241193 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ።