ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

1 ተካረይቲ ኣብቲ ግቢ ንዝትከሉ ተክልታት ክከናከን ብኣግባቡ ከማሓድርን ዝክእል ፤

2 ክፍሊት ክራይ ቀዲሙ በቢወርሑ ካብ ዕለት 1-5 ኣብ ዘሎ መዓልታት ክከፍል ዝክእል፤

3 ካብ ዝኣተወ ውዕሊ ወፃኢ ንካሊእ ግልጋሎት ከውዕል ዘይክእል፤

4 ድምፂ ክፈጥሩ ዝክእሉን ንከባቢ ማሕበረሰብ ረባሽ ስራሕቲ ክሰርሕ ዘይክእል፤

5 ዝኮነ ዓይነት ቋሚ ህንፃ ከስርዝ ዘይክእል፤

6 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዝወፀኣሉ ካብ ዕለት 22/05/2011ዓ/ም ክሳብ 30/05/2011ዓ/ም ይከውን፤

8 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 30/05/2011ዓ/ ሰዓት 6:30 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 10:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይከውን፤

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ፤