1 ናይ 2011 ዓ/ም በቢዘርፉ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፡፡
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ (TIN NO) ዘለዎ
3 ኣብ መንግስቲ ንክትጫረቱ ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት መረዳእታ ዝሐዝኩም::
4 ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ደረጃ ምህላው ሰርቲፊኬት ዘቅርብ፤
5 ተጫረቲ መወዳደሪ ደኩሜንትኩም ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ ስለሴ ኣስገዶም ዕ ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም ር ቢሮ ቁፅሪ 03 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከምትክእሉ::
6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 30.00/ ሰላሳ ብር / ንሕድሕድ ሎት በቢዝምልከተኩም ዘርፊ እናከፈልኩም ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 03 ካብ ዕለት 14/05/2011 ዓ/ም ክሳብ 28/05/2011 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:00 ንጉሆ እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ::
7 እቲ ጨረታ ዕለት 28/05/2011 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:10 ንጉሆ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ /ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት
8 ኣሸናፊ ድርጅት ክሳብ 30/10/2011ዓ/ም ውዕሊ ዝኣስር ክከውን ኣለዎ::
9 ኣሸናፊ ድርጅት ንጠቅላላ ድምር ዝተሓተ ኣሸናፊ ይከውን::
10 ተጫረቲ በቢ ዝምልከተኩም ዘርፊ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ናይ መኪና ሚስቲቡሽ ፅገና ብር 1000.00 (ሓደ ሽሕ ብር) ብ cpo ወይ ብጥረ ገንዝብ ክተትሕዙ ይግባእ::
11 ትካልና መጠን ዝግዛእ ንብረት 20 ክዉስክን ወይ ክቅንስን ዝክእል ምኮኑ::
12 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ ::
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0347-730211 ደዊልኩም ሕተቱ::