ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ

1 መቅረብቲ ካብ ዕለት 30/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ሰነድ ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 02/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ተወዳደርቲ ወይ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291/415152 ምድዋል ይከኣል።