1 ተወሳኺእሴት/ቫት/ተመዝጋቢዝኾነወረሓዊድክለርዝገብርንመረዳእታኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::
2 ሕጋዊንግዲፈቓድዘለኩምንናይዚዓመትግብሪዝኸፈልሉመረዳአታ ኣታሓሒዙ ከቕርብ::
- ናይመቕረባይነትንግልጋሎትወሃባይነትንፈቃድ ኣታሓሒዙከቅርብዝክእል ::
4 ናይግብሪከፋሊመለለይ/TIN/ኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::
5 ጨረታመኽበሪ ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሓ ብር 10,000.00 /ዓሰርተሽሕ ቅርሺ/
ብሰፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ::
6 ተወዳደረቲንዝሸነፍዎንብረትኣብዉሽጢ 5 ተመዓልቲዉዕልምዕሳርዝክእል::
7 ተወዳደረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮም ዕለት ኣብዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጎጎዓዝያከቕርቡ ዝክእሉ::
8 ተወዳደረቲኣብዝመልእዎፕሮፎርማማህተምፊርማንሙሉእኣ/ሻ ምስ ስልኪቑፅሪክገልፁዝኽእሉ::
9 ተወዳደረቲን ንሕድሕድሰነድ ብር 30ብምኽፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 22/ 12 /2007 ዓ/ም ክሳብ 06/13/ 2007 ዓ/ም ቐትሪ ሰዓት 8:30 አብመ/ቤተናዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉዝኸእሉኾይኖምአብቲዕለትሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብዝተረኸብሉይኽፈት::
10 ኮሚሽናዝሐሸመማረፂእንትረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋልይኩንብሚሉእ ናይምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::
11 ኣብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተመልአ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን10 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንዕ
12 ንተወሳኺሐበሬታብስቐፅሪ 0344406577 ደዊሎምወይከዓ ብኣካልኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮቑፅሪ 208 ቐሪቦምምሕታትይከአል::