ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 እዚ ፕሮፎርማ 15/04/2011ዓ/ም ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-408737/0344-408501 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።