ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

በዚመሰረት

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ዝትሐደሰ ንግዲ ፈቃድ መቕረባይነት ዘለኩም::

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/  መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::

3 ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ 2011 ዓ/ም ናይ ቀረባ ወርሒ መስከረም ዲክለር ዝገበርኩምን::

4 ተጫራቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /specification/ መሰረት መሊኡ ዘቕርብ ክኸዉን አለዎ::

5 መቅረብቲ ካብ ዕለት 06/03/2011 ዓም ክሳብ ዕለት 20/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድን ኣብዘተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካአል::

6 መኽበሪ ጨረታ 4000.00 /ኣርባዕተ ሽሕ/ ብ CPO ወይ  ብጥረ ገንዘብ ቅደሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ክትሕዙ አለዎም::

7 ጨረታ ዝዕሽግሉ ዕለት 21/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡ ይክፈት::

8 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምክፋት ዝዓግቶ የለን

9 ዘድሊ በዝሒ ደኩሜንት ኦርጂናል ምስ ኮፒ በበይኖም ተዓሺጎም ከቅርብ ኣለዎ።

10 ጨረታ ዝፀንዐሉ ግዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት  ጀሚሩን 45 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ::

11 ተጫረቲ እቲ ዘቅርበዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ደሚሮም ኣብቲ ቤ/ፅሕፈትና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ክመልኡ ኣለዎም።

12 አብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዝገበረ ትካል ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን

13 ተሳተፍቲ አብ ሰነድ ጨረታ ማህተም ናይ ድርጅትኩም ከዓርፎ አለዎ

14 ቤ/ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ::

ኣድራሻ- ሓዱሽ ህንፃ ኤጀንሴ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ጎኒ ቤት ትምህርቲ መርሲ ፋይናንስን ህንፃ 1ደብሪ ቑፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-406380 ምርካብ ይካኣል::