ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

1 ብዘርፉ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::

3 ናይ ቫት  ሰርቲፊኬት ኮፒ  ክተቅርቡ እትክእሉን እተቅርብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ። ብተወሳኺ ናይ ወርሒ መስከረም ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 3000.00 ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእል::

5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 15 መዓልቲታት ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ።

6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 05/03/2011ዓ/ም - 20/03/2011 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::

7 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ:: 

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቑ 0344-418556/0910-115362 ምርካብ ይካአል እዩ::