ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃገረ ሰላም

1 ኩነታት ናይቲ ቦታ ንመንበሪን ንድርጅትን ኮይኑ ቪላን ልዕሊኡን   

2 ደረጃ እቲ ቦታ 1 3 2 1

3 ሰነድ መዐደጊ ዘይምለስ 150.00 ቅርሺ

4 ሰነድ ዝወሃበሉ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 28/02/2011 ዓ/ም  ጀሚሩ ክሳብ 11/03/2011ዓ/ም ንተኸታታሊ 10 ናይ ሰራሕ መዓልትታት ይኸውን።

5 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ክሳብ 11/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ.ቀትሪ ይኸውን።

6 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 11/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ድ.ቀትሪ እዩ።

7 ሳንዱቅ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ኣብ 10 ናይ ስራሕ መዓልትታት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 12/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅ.ቀትሪ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ማዘጋጃ ይኽፈት።

8 መኸበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ምስ ጨረታ ሰነድ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ።

9 ኣድራሻ ናይቲ ቦታ መበገሲ ናይ ብሎኬት መንደር 179 ፣ኣብ ምምሕዳር ህንፃ ናብ መንገዲ መቀለ መውፅኢ ንኣንፈት ሰሜን 201 ቅርሺ፣ ኣክሱም 3 171  ቅርሺ

10 እቲ ትካል ዘጫርቶ ቦታ ብኣካል መፂእኹም ምርአይ ይከአል እዩ።

11 ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ምስ ናይ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጥ ምዃኑ ንሕብር።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0343-390210 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።