ቤት ምክር ክልል ትግራይ

ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቋሕታት

1  ብዘፈር ንግድኹም ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክሲ ዝተመዝገብኩም ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም፣ ናይ ወርሒ መስከረም 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድክምሉ፣ ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 መከበሪ ጨረታ( ቢድ ቦንድ)  ሰነድ 5000.00 ቅርሺ እተቅርቡ

3 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ  ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳ /ዕ/ ፋን/ ምም/ ንብ/ ቢሮ ቁፅሪ 8 ምዉሳድ ትክእሉ

4 እቲ ጨረታ ካብ 27/02/2011 ዓ/ም ክሳብ 11/03/2011 ዓ/ም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 11/03/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት

 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344416570/0342410117