ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ

2 በቲ ዘርፈ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ካርዲ ዘለዎ

3 ናይ ቫት ሰርተፊኬት ዘለዎ ቲን ናምበር ዘለዎ

4 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድቦንድ ብስም ማእከል ምርምር ሕርሻ አላማጣ ዝተሰርሐ ናይ ምርምርን ኣቁሑት 3000 ብጥረ ገንዝብ ወይ CPO ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ አለዎም

5 ተጫረቲ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50.00 (ሓምሳ ቅርሺ) ብምኽፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 12/02/2011 ጀሚሩ ክሳብ 26/02/2011 ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ኢንስቲትዩት ማእኸል ምርምር ሕርሻ አላማጣ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

6 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 26/02/2011 ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኢንስቲትዩትማእኸል ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ይኽፈት

7 ኣብ ዝቀረበ ናይ ጨረታ ዶክመንት ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ፌርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ክህልዎ አለዎ

8 ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል (ዋንኡ )ን ኮፒን ብዝተኣሸገ ፖስታ ብምግባር ኦርጅናል ኮፒን መፍለይ ፅሑፍ ከቅርቡ አለዎ

9 ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዉዕሊ መኽበሪ 10% ከትሕዝ አለዎ

10 እቲ ቢሮ በዝሒ ንብረት ክሳብ 20% ምዉሳክን ምቅናስን መሰለ አለዎ

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ 0347-740546