ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

1 ብዘርፉ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ ወርሒ ሓምለ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ንነብሲ ወከፍ ምድብ 3000.00 ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእል::

5 ዝቀረበ ዝርዝር ፅገና ንምስራሕ ኣሸናፊ ኾይኖም እንትረከቡ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሮም ሰራሕ ክጅምሩ ዝኽእሉ

6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 08/02/2011 - 23/02/2011 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::

7 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344-418556 ምርካብ ይካአል እዩ::

ተ.ቁ ዓይነት ስራሕ መጠን በዝሒ መብርሂ
1 ዊል ባላንስ ብድጅታል መሳርሒ ግራም 01
2 ዊል ኣላይመንት ብድጅታል መሳርሒ ንሓንቲ መኪና ብቑፅሪ 01
Grand total