ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/

1 ተጫረቲካብዝቐረብዎጠቕላላዋጋ 2% ናይጨረታዉሕስናመክበሪቢድቦንድሕጋዉነቱዝተረጋገፀ CPO ጥራሕከትሕዝዝክእል::

2 ናይጨረታመክበሪካብቲዝወዳደሮጠቕላላዋጋ 2% ዝነአሰዘትሐዘተጫራታይካብጨረታዝስረዝምዃኑ::

3 ናይጨረታዶክመንትብፖስታሽምዝተዓሸገናይቢሮጨረታሳንዱቅአታዊዝግብርሉእዚምልክታካብዝወፀሉዕለት06/02/2011ዓ/ምጀሚሩክሳብዕለት20/02/2011ዓ /ምክሳብንጉሆሰዓት3:00ዘሎጊዜይክዉን::

4 ጨረታዝክፈተሉዕለት20/02/2011ንጉሆሰዓት 3:30 ቦታአብደደቢትትካልናዋናቢሮተጫረቲብአካልወይሕጋዊወኪሎምአብዝተረኽቡሉይክዉን::

5 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እውን እቲ ጨረታ ኣብ ሰዓቱ ይኽፈት።

6 ዝርዝርናይሕድሕድዝገልፅዶክመንትቤትፅሕፈትቑፅሪቢሮ409 ብር100.00አብስራሕሰዓትክትወስዱትክእሉ::

7 እቲጨረታሰዓራይዉፅኢትዝንተተገሊፁካብጠቅላላዋጋ 10% performance bond ከትሕዝዝክእልጨረታዝርከበሉዋናቢሮደደቢትትካልልቃሕንዕቋርኣክስዩንማሕበርመፂኡከረክብዝክእል

8 እቲትካልዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብከፋልወይድማብሙሉአናይምስራዝመብቱዝተሐለወእዩመቐለ

9 ተወሳኪሐበሬታእነተደሊኩምኣብዋናቢሮደደቢትማፋይናንስዝርክብቢሮብምቅራብወይድማብስለኪቁፅሪ 0342400014 ብምድዋልምርካብይከኣልእዩ