ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ

1 ሕጋዊናይበቢዘርፉኣቅርቦትንግዲፍቃድዘለኩምንአብዚ በጀትዓመትዘሐደስኩምንወይድማግብሪዝከፈልኩምን

2 ናይግብሪከፋሊመለለይቁፅሪ /ቲን/ ካርድን : ናይቫትምስክርወረቀትዘለኩም: ዝተሐደሰ ናይ 2010 ዓም ናይመቅረባይነትካርድዘለኩምንናይዝሐለፈወርሒነሓሰ 2010 ዓምዲክለሬሽንክተቅርቡእትክእሉ

3 ንሐደደከሜንትዘይምለስብር 50.00 /ሓምሳ/ ብምክፋልእቲጨረታሰነድካብቤትፅሕፈትናካይዲስራሕዕደጋንፋይነናንስንንብረትምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 4 ኣብ 1ይ ደብሪ ብምዉሳድዝቐረበሉዋጋብምምላእካብዕለት 05/02/2011 ዓ/ምክሳብዕለት 21/02/2011 ዓ/ምዋንኡንኮፒንበበይኑብዝተዓሸገኢንቨሎፕብምምፃእነዚተባሂሉዝተዳለወናይጨረታሳፁንምእታዉይከኣል

4 ሳንዱቅጨረታ 21/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉበቲዕለትሰዓት 4:30 ተጫረቲወይድማሕጋዊወከልቶምኣብዘለዉሉይክፈትእነተዘይሃልዩምኣብዉሽጢሳንዱቅዝተረከበፖስታብስርዓትይክፈትንይግምገምን

5 ተጫረቲቅድሚጨረታምክፋቱመከበሪጨረታዝከዉንበሲፒኦ ወይ ብባንኪዝተረጋገፀመአዘዚክፍሊትቼክ ንፅሕፈት መሳርሒ 5000.00 ቅርሺ፤ ንሕትመት 2000.00 ቅርሺ ፣ንፅሬት ብር 2000.00 ቅርሺ፣ ንኮምፕዩተራትን ተዛመድትን 1000.00 ቅርሺ፣ ንፈርኒቸራት 5000.00 ቅርሺ፣ ንመኪና መለዋወጢ ኣቁሑት 5000.00 ቅርሺ፣ ንሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑት 3000.00 ቅርሺ፣ንሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑት 2000.00 ቅርሺ ክትሕዙይግባእ

6 ተጫረቲ ዘቕረብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና እንተዘይሃልይዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾይኑን ተቐባልነት ኣይህልዎን።

7 ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረኸበ ተጫራቲ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ውዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሐዞ መኸበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸውን።

7 ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብክፋልይኹንብሙሉእናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ

ንተወሳኪሓበሬታብስቁ 0344-430083 ምሕታትይከኣል