1 ናይ 2010ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ኮፒ ከተሓሕዙ እትኸእሉ
2 ካብ ዝምልከቶ ኣካል ዝተውሃበኩም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ
3 ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒን ዘቕረብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ።ቲኦቲ ምዙግብ እንተኾይኖም እውን ዘቕረብዎ ዋጋ ቲኦቲ ዝሓወሰ ከኸውን ኣለዎ።
4 ሰዓራይ ምዃኖም እንተፈሊጦም ኣብ ውሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልታት ውዕሊ ኣሲሮም ሰራሕ ክጅምሩ ዝኽእሉ፤
5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀነሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 28/01/2011-12/02/2011ዓ/ም ኾይኑ ዕለት 12/02/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓሺጉ ሰዓት 9:00 ይኽፈት።
6 ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344-418556/0914-786075 ምርካብ ይከኣል።
ዓይነት ምርመራ
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ||
| 1 | ካርዲ ምዝገባ | ||
| 2 | ብኮምፒተር ናይ ርሕቐት መነፀር ምርመራ | ||
| 3 | ናይ ዓይኒ ግፌት | ||
| 4 | ናይ ሰካር ዓይኒ ውሽጢ ደይሌቴሽን | ||
| 5 | ከቢድ መጥባሕቲ | ||
| 6 | ናይ ዓይኒ ምንሽውራር | ||
| 7 | መለስተኛ መጥባሕቲ | ||
| 8 | መደቀሲ 1ይ ደረጃ | ||
| 9 | መደቀሲ 2ይ ደረጃ | ||
| 10 | ካብ ዓይኒ ውሽጢ ፍንጣሪ ምውፃእ | ||
| 11 | ኣብ ዓይኒ መርፍእ ምውጋእ | ||
| 12 | ኣብ ዓይኒ ውሽጢ ዝኣተወ ኣሲድ፣ኬምካል ምሕፃብ | ||
| 13 | ዝተወቅዐ ዓይኒ ምዕሻግ | ||
| 14 | ዋጋ ሌንሰ
| ካብ-----------ክሳብ------–– | |
| 15 | ዋጋ ፍሬም | ካብ-----------ክሳብ--------- |