ኒዉሚለንየምኮሌጅ
ናይጨረታምልክታ
ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ ፋይል ካብኔት ብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::
1 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድካብጠቅላላዋጋ 5% ብ CPO ከትሕዝዝኽእል::
2 ዝርዝርጨረታሰነድዘይምለስ 30.00 ብርብምኽፋልካብዕዳጋክፍሊምዉሳድይካአል::
3 እዚጨረታአብአየርዝፀንሐሉእዋን ካብ ግንበት 21 ክሳብ 01/2007 ዓ/ም ኮይኑእዚጨረታ ሰነ 01/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩሰዓት 4:30 ተጫረትቲወይከዓሕጋዊወከልቶምአብ ዝተረኸብሉ ይከፈትባዕሎም ወይወይሕጋዊወኪሎምብምትራፎም እቲጨረታካብምኽፋትዝእግድነገርየለን::
4 ተጫረቲሰዓራይምኮኑምስተነግሮአብዉሽጢ 2ተ መዓልቲዉዕሊይአስር ::
5 ሳዓራይተጫረቲኣብዝመልኦዋጋዝናሳሕእንትኮይኑዘትሐዞስፒኦ/CPO/ ናብ ኒዉሚለንየምኮሌጅ ኣታዊይኸዉን ::
6 ተጫረቲ ቲን ቑፅርን ንግዲምዝገባ ከቕርቡይግባእ ::
7ተጫረትቲ ናይ 2007 ዝተሐደሰንግዲፍቃድከቅርቡይግባእ ::
8 ተጫረቲ ኣብ ሞያ ሰፌት ዓለባ ዝተዋፈሩ ክኾኑ ይግባእ ::
9 ተጫረቲ ቫት ዲክላሬሽን ናይ ወርሒ መጋቢት ቫት ሪፖርት ዝገበርሉ ኮፒ ከቕርቡ ይግባእ::
10 ተጫረትቲ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘለዎም ክኾኑ ይግባእ::
11 ኮሌጅናዝሐሸአማራፂእንተረኪቡእዚ ጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዪ::
ንዝበለፀሓበሬታብቑስልኪ 0344419789/410465 ደዊልካምሕታትይካአል ::