ምልክታ ግልፂ ጨረታ ቑፅሪ 06/2007
ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት ናይ መሬት መቆፃፀሪ ነጥቢ ኮንክሪት ምፍራይን ምትካልን ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ :: ስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩእትደልዩነጋዶዝስዕብረቆሓታትክተማልኡይግባእ::
- ናይ2007 ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደስንግዲፍቃድክተቅረቡእትክእሉ ኣብ ምፍራይ ብሉኬትን ቱቦታት ዝተዋፈሩ ደቐቅቲ ንግዲ ትካላት::
- ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪዝተመዝገብኩምን Tin ሰርቲፊኬትክተቅርቡ እትክእሉ::
- ቫተ ሰርቲፌኬትን ዘለኩምን ናይወርሒ መጋበት 2007 ዓ/ም ዲክለርዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ::
- ናይ2007 ዓ/ምዝተሐደሰናይመቅረባይነትሰርትፈኬትእተቕርቡ እትክእሉ::
- ናይ ኤጀንሴ ደኣንት ድጋፍ ሰርትፍኬት ክተቅርቡ እትክእሉ::
- ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 2 ወርሒ ብዝቐረበ ስፐስፊኬሽን መሰረት ኣብ ከተማ ኣላማጣ: ማይጨዉ : ዓድዋን ሑመራን :ሕድሕድ እተን ከተማ ኣፍሪኹም ክተረከቡ እትክእሉ::
- መወዳደሪደኩመንትስርዝድልዝዘይብሉሽምንኣድራሻንዘለዎናይቲትካልማህተምፌርማንክህልዎይግባእ::
- ተጫረትቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮልምዓት ከተማን ንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 49 ዘይምለስ 20.00 /ዒስራ ብር /ብምግዛእ ካብ 10/09/2007ዓ/ም ክሳብ24/09/2007 ሰዓት 4:00 ዋጋ መሊእኩም ኣታዊ ምግባር ትክእሉ::
- ተጫረትቲናይጨረታዉሕስናምክባርብር3000.00ሰለስተሽሕብርብ CPO ከትሕዙእትክእሉ::
- እቲ እትወዳደርሉ ጨረታ ናይቲ ዘሸነፍኩምዎ ዋጋ ልዕሊ 5000.00 ሓሙሽተ ሽሕ ብር እንተበፂሑ ቫትን ዊዝ ሆልዲንግን ኣብ ቢሮ ተቖፃሪ አታዊ እግበር ምኻኑ ክፈልጥ ይግባእ::
- እቲጨረታዕለት24/19/2007 ዓ/ምልክዕሰዓት4:30 ተዓፂዩብተመሳሳሊዕለትሰዓት 8:30ኣብቢሮልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲስራሕ ዕዳጋንፋይናንስንን ብረትምምሕዳርንተጫረትቲወይሕጋዊወከልቶምኣብዘለዉሉ ይክፈት::
- ቢሮናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡብሙሉእኮነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝትሐለወእዩ::
- ንተወሳኪሐበሬታብስልኪቑፅሪ0344418589/0344408973 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ::