ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ

1 ካብ ዕለት 29 ሚያዝያ 2010 ዓም ክሳብ 14 ገንበት 2010 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይመለስ 30 ቅረሺ ብምክፋል ንዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቦራ ወይ እዉን ካብ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እምባ ኣላጀ ካይዲ ስራሕ ልምዓት መምህራን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድም

2 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መረዳታ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ክከትሕዙ እትክእሉ

4 ኣብ ዝተገበረ ጨረታ ናይ በዝሒ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይድማ ክንኪ ይክእል እዩ

5 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14 ገንብት 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ኮይኑ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ቅደሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ንኡስ ወረዳ ቦራ ሓፈሻዊ ቤት ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ ቦራ ይክፈት

6 እቲ ቤት ትምህረቲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0926100897 / 0945496935