ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ ሽረ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነትን

   2 መለለየ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ : ሚያዝያ : መጋቢት : የካቲት 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ዘቅርብ

4 ኩሉ ኦርጅናል ንብረት ዘቅርቡ

5 ዝቀረብ ንበረት ዝርዝር መዓቀኒ ከይተለወጠ ብመሰረት እቲ ትካል ዝመረፆ መርአይ መሰረት ወይድማ ሳምፕል ከቅርብ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ከፊሉ ከሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት መዓልትን ኣብቲ ትካል ክፍሊ ቁፅረ 105 ኣብ ክልል ቢሮ ቴክንክን ሞያን ትምህረቲን ስልጠናን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይከኣል

7 ንዝሰዓሮ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብቲ ትካል ዘቅርብ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ይመልእ

8 መክበሪ ጨረታ ብሰፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ጥራሕ የትሕዝ

9 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ን 50 መዓልቲ ይከዉን

11 እቲ ትካል ዝሐሸ መመረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናንስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 መከበሪ ጨረታ ንኤሌክትሪክስቲ : መሳርሒ ህንፃ : ንፅሕፈት መሳርሒን ንነብስወከፎም 5000 ቅርሺ ንኤሌክትሮነክስ : ጅፕስም : ካርትዝ : ንመለዋወጢ ኣቅሑት ንነብሰወከፎም 10000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

14 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 25 ሚያዝያ 2010 ዓም ክሳብ 10 ጉንበት 2010 ዓም እዩ

15 ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 10 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 4:00 እንተከዉን ዝከፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 እዩ

16 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ሸረ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝከፈት ከይኑ ብዘይ ምህላዎም ግና እቲ ጨረታ ከብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344443582