ምልክታግልፂ ጨረታ
ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይናይበጅት 2007 ዓ/ምካብዚንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና ብሪጅስቶን ጎማ ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
በዚመሰረት
- ዝትሐደሰናይ 2007 ዓ/ምንግዲፈቃድዘለኩም::
- ብሐድሽመቕረባይነትዝተመዝገብኩም::
- ናይግብሪካፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/ መረዳእታክተቕርቡእትኽእሉ::
- ቫትዝተመዝገብኩምናይቀረባወርሒዲክለርዝገበርኩምን::
- ተጫራቲበቲዝቐረበዝርዝር/specification/ መሰረትመሊኡዘቕርብክኸዉንአለዎ::
- መቅረብቲካብዕለት30/ 08/ 2007 ዓምክሳብዕለት 18/ 09/ 2007 ዓ/ም ንነብሰ ወከፍ ሰነድ 30.00 ብርብምክፋልሰነድጨረታ ብምዉሳድንኣብዘተዳለወሳፁን ምእታዉ ይካአል::
- መከበሪጨረታ2% ካብቲጠቅላላዘእተዉዎዋጋ ብ CPO ወይብባንኪዝተረጋገፀቸክ ወይብጥረ ገንዘብ ቅደሚእቲፖስታምኽፋቱክትሕዙአለዎም::
- ጨረታዝዕሽግሉዕለት 18 /09 /2007 ዓ/ምሰዓት 4:00 ኮይኑበዚዕለትሰዓት 4:30 ተጫረቲባዕሎምወይምሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸቡይክፈት::
- ተጫረቲወይምሕጋዊወከልቶምእንተዘይረኺቦምእዉንእቲጨረታንምክፋትዝዓግቶየለን::
- ጨረታዝፀንዐሉግዜእቲጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩን 45 ናይስራሕመዓልቲእዩ::
- ቤ/ፅሕፈትናእቲጨረታብሙሉእወይምብኽፋልናይምስራዝመሰልዝተሐለወእዩ::
- ተጫረቲእቲዘቅርብዎዋጋምስቫቱደሚሮምአብቲቤ/ፅሕፈትናኣብዘዳለዎሰነድድልየትመግለፂጥራሕይኮዉን::
- ነብሰወከፍገፅማሕተምናይድርጅቱኩምከዓርፎኣለዎከምኡዉንማህተምንንግዲንፍቃድንመዓረክከዉንአለዎ::
ኣድራሻሓዱሽህንፃኤጀንሴመራኸቢሓፋሽትግራይጎኒቤትትምህርቲመርሲፋይናንስንህንፃ 1ይደብሪቑፅሪ 105 ከይዲስራሕዕዳጋንፋይናንስምምሕዳርንብረትን::
- ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0344402860 ምርካብይካኣል::