ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

ዋጋ ሰነድ ጨረታ 10 ብር

መከበሪ ጨረታ 1000

ብር እቲ ጨረታ ዕለት 10 /08 /2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት 15 ንተወሳኪ ሐበሬታ አበ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ሓባር ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቐፅሪ 268 ብኣካል ብምምፃእ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344 404417 ምሕታት ይካኣል