ምልከታጨረታ
ኤጀንሲፕሮሞሽንዕዳጋምህርተሕርሻክልልትግራይናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ ኤሌክትሪካል ማተሪያላትን / ኮምፒተራትን /ኣክሰሰሪን ቀዋሚ: ንብረት /ሸልፍ/ ዝራእቲ (ማዓር እንጣጢዕ: ሱፍ ወዘተ): ስፔር :መጋየፂ መካይንን ሕተመትን ግልጋለት ዝዉዕሉ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚክትጫረቱእትደሊዩመቕረብቲከምዝስዕብዝተዘርዘሩመምርሒታትክተማልእዎም ዝግባእ::
2 ቫትዝተመዝገብኩምንኣብበጀትዓመት 2007 ዓ/ም ኣብወርሒ የካቲት ዲክለርዝገበርኩም::
3 ብመቕረባይነትዝተመዝገብኩምንዘሐደስኩምን::
4 ናይግብሪከፋላይመፍለይቁፅሪ /TIN/ ዝተመዝገቡምኻኖምመረዳአታክተቕርቡእትኽእሉ::
5 መቕረባይነትካብዕለት 30 /07 /2007 ዓ/ም ክሳብ 14/ 08 / 2007 ዓ/ም ኣብናይስራሕሰዓትካብኤጀንሲፕሮመሽንዕዳጋምህርቲሕረሻክልልትግራይከይዲሰራሕዕዳጋፋይናንስንምምሕዳርንብረትን 1ይደብሪቢሮቁፅሪ106 ዘይምለስብር 30 ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ አብ ዝተዳለወሳፁንምእታዉይከአል::
6 ናይጨረታዉሕስናመኽበሪብር 3000 /ሰለስተሽሕ / ሕጋዉነቱብዝተረጋገፀስፒኦ / CPO/ ቅድሚእቲጨረታምኽፋቱከትሕዙዝኽእሉ:
7 ጨረታዝዕሸገሉዕለት 14/ 08/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩበዚዕለትሰዓት 9:00 ተጫረቲባዕሎምወይሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸበሉይኽፈትተጫረቲወይተወከልቶምእንተዘይተረኺቦምእዉንእቲጨረታንምኽፋትኣይተዓናቐፍን:
ኤጀንሲናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብሙሉእወይብኽፋልናይምስራዝመሰሉዘተሐለወእዩ::
ንተወሳኪሐበሬታብስልኪቑፅሪ 03 44 40 50 30 ምሕታትይኸአልእዩ::