ኮሌጅ ቴክንክን ሞያን ኮረም

1 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2 ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክለር ዝገበርኩም

3 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈልኩም በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቲን መረዳእታ ዘለኩም

4 መክበሪ ጨረታ ንኮምፒተር ተዛመድትን 5000 ቅርሺ ንፅሕፈት መሳርሒ 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከተትሕዙ ይግባእ

5 ዝሰዓርክምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርክምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ዓሰርተ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ንበረት ክፍሊ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ተቅርቡ

6 ተጫረቲ ዝምልከተኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50 ዘይምለስ እናከፈልኩም ኩሉሻዕ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 26/7/2010 ዓም ክሳብ 11/8/2010 ዓም ካብ ኮሌጅና ቢሮ ቁፅሪ 5 ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ብምዉሳድን ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምግባር ኦርጅናልን ኮፒን አታዊ ትክእሉ

7 እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብዕለት 11/ 8/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት

8 ናይ ዉዐሊ መክበሪ ካብ ዘሸነፍኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ክተትሕዙ ይግባእ

9 ብባህርኦም ዉሕስና ንዘድልዩም ንብረታት ካብ ሐደ ዓመት ንላዕሊ ዉሕስና ንምሃብ ፍቃደኛ ዝኮንኩም

10 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምክፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0345510749/0345510026/0345510028