ቤት መዘጋጃ ማይ ፀብሪ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግድ ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለዎን ኣብ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ መጋቢት 2010 ሒሳብ ዝፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥር ገንዝብ ከትሕዙ አለዎም

4 ሰዓራይ ጨረታ ነቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ወረዳ ፀለምቲ ከተማ ማይ ፀብሪ ቤት መዝጋጃ ከቅርበ አለዎ

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ከፊልካ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይ ፀብሪ ቢሮ ቁፅሪ 1 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

6 ዋና ጨረታ ሰነድን ነቲ ምሉእ ሰነድ ቅዳሕ ብምግባር ኣብ ሐደ ፖስታ ዝተዓሸገ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ክግበር አለዎ

7 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካሳብ 7 ሚያዝያ 2010 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ እንተዘይሃልዉ እዉን ጨረታ ሕጊ ዘማለአ እንትኮይኑ ይክፈት

8 እቲ ቤት ዕዩ ካብ ተጫረቲ ብበዝሒ ንብረት መጠን 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

9 እቲ ቤት ዕዩ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብዉስን ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0346620279 0346620093