ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት

ሓፂን ትቦን መገጣጠምትን : ቆፀርቲ ማይን HDPE ትቦን መገጣጠምትን : ኣቅሑት ኮምፒተረን ተዛመድትን : ክሎሪን ተዛመድቲ : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን ባምፕ ሰዊች ፖርድ : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ቫት ተመዝገብቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋልይ ብዘይ ቫት ድማ ናይ ፅሬትን :ፅሕፈትን :ናይ ብስኬሌት መለዋወጠ ኣቅሑት :ሞባይላትን ተዛመድቲ ኣቅሑት: ናይ ቢሮን ገዛን ኣቅሑት : ጎማን ባትሪን ናይ ሞትር ብስሽክሌታ ባጃጅን መለዋወጢ ኣቅሑት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ ይደሊ

1 ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዶ ናይ ተጫራታይ ግቡእ ዘማላእኩም ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 20 መጋቢት 2010 ዓም ክሳብ 11 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ አብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

2 እቲ ጨረታ 11 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝገተረከብሉ ዝክፈት ይከዉን

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344450106 ወይድማ 0344452872 ፋክስ 0344451566