ግልፂጨረታ
ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይዝተፈላለዩዓይነትንብረት
- ሬድዩ መራከቢ
- ሞተር ብስክሌት
- ናይ ስፖርት ዕጥቂታት
- ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቁሑተ
ተወዳደረቲከማልእዎዝግባእ::
1 ተወሳኺእሴትቫትተመዝጋቢዝኾነ : ወርሓዊድክለርዝገብርንመረዳእታ ምስ ዋጋ መምልኢ ምቅራብዝኽእል::
2 ሕጋዊንግዲፈቓድዘለኩምንናይዚዓመትግብሪዝኸፈልሉመረዳአታምስ ዋጋ መምልኢ ምቅራብዝኽእል::
3 ናይመቕረባይነትንግልጋሎትወሃባይነትንፈቃድምስ ዋጋ መምልኢ ምቅራብዝኽእል::
4 ናይግብሪከፋሊመለለይ/Tin NO/ ዘለዎም ምስ ዋጋ መምልኢ::
5 ጨረታመኽበሪ
- ናይ ስፖርት ዕጥቂታት 15000.00 ብር
- ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቁሑተ 3000.00 ብር ከትሕዙ አለዎም::
6 ተወዳደረቲንዝሸነፍዎንብረትኣብዉሽጢ 5 ተመዓልቲዉዕልምዕሳርዝክእሉ::
7 አሸነፍቲተወዳደረቲዝሰዓርዎንብረትኣብዉሽጢ 45 መዓልቲ ንሬደዩን ሞተር ሳይክልን ነቶም ካልኦት ድማ 30 መዓልቲ ብናይ ባዕሎምመጎጎዓዝያ ከቕርቡ ዝክእሉ::
8 ተወዳደረቲኣብዝመልእዎፕሮፎርማማህተምፊርማንሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ስ/ቑፅሪክገልፁዝኽእሉ::
9 ተወዳደረቲ ንሕድሕድሰነድ 50.00ቅርሺብምኽፋልወሲዶምዝመልእዎጨረታጨረታካብዕለት 29/ 07 /2007 ዓ/ም ክሳብ 13/08/ 2007 ዓ/ምሰዓት 8:00 ቐትሪ አብመ/ቤተናዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉዝኸእሉኾይኖምአብቲዕለትሰዓት 8:00 ተዓፅዩ 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊወኪሎም አብዝተረኸብሉይኽፈት::
10 ኮሚሽናዝሐሸመማረፂእንትረኪቡብኽፋልይኹንብሚሉእናይምስራዝመሰሉሕሉዉእዩ:
11 እዚ ዝመልእዎ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ን 30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ
11 ንተወሳኺሐበሬታ ብስ/ቐፅሪ 0344406577 ደዊሎም ወይከዓብኣካል ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይቢሮቑፅሪ 208 ቐሪቦምምሕታትይከአል::