ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ

1 ናይ 2009 ግበሪ ዝኸፈሉን ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርቡ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ TIN ዘለዎምን VAT ተመዝገብቲ ዝኮኑን ወሓር ዲክሌሬሽን ክሳብ ናይ ታሕሳስ 2010 ዓ/ም ሪፖርት ዝገበርሉ ማስረጃ ዘቅርብ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለዎም

3 መክበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO 2000 /ክልተ ሽሕ ብር /ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎም ንብረታት ብናይ ባዕልና መጓዓዝያ ናብ ኮሌጅና የረክብ

5 እቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ዋጋ መሊኦም ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ዶክመንት ዘቕርቡ

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 13/7/2010 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/7/2010 ሰዓት 4:00 ካብ ኮሌጅ ጥዕና አርኣያ ካሕሱ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምሕደዳር ንብረትን ዘይመለስ 30 ብር እናኸፈልኩም ክወስዱ ይኽእሉ

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/7/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዉያን ወኪላቶም ኣብዝተረከብሉ ይኽፈት

8 ሰነድ ጨረታ ተነፂሩ ንዝወሃብ መምርሒ ተጫረቲ ሙሉእ ብሙሉእ ተግበራዊ ክገብሩ ዝኽእሉ

9 አብቲ ጨረታ ሰነድ ክሳብ 20 % ምዉሳክን ምቅናስ ከም ዝህሉ ዝተረደአ

10 ምክፋት ጨረታ ሕጋዊ ነጋዶ ወይ ወኪላቶም ብዘይምቅራቦም ናይ ጨረታ ምክፋት ዘይተኣጓጎል ምካኑ

11 ኮሌጅና ዘሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ኮይኑ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347752538 ወይም 0914743683 / 0914189509 ምሕታት ይካኣል