ምልክታ ግለፂ ጨረታ ንዝዉገዱ ናይ ዘገልገሉ ንብረታት
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ዝአረጉ ንብረታት(ጎማ ካላማደሪያ ስፔር ባትሪ ፓራአልት)ንሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንኽሽየጥ ይደሊ::
ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ክትማልኡ ይግባእ::
1 ን 2007 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ::
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገብኩምን ሰርቲፍኬት ክተቅርቡ እትክእሉ::
3 መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ብምግባር እቲ ፖስታ ብሽምዓ ዝተኣሸገ ክኽዉን አለዎ::
4 ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 20:00 ዒስራ ብር እናኸፈልኩም ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስን ኣብ ኩናት ጉድኣት ህንፃ ዝርከብ ኢንትርራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9ተ ዕፅንምምር ካብ 22/07/ 07 ዓ/ም ክሳብ 06/08/ 07 ዓም ሰዓት 2:00 ንጉሆ ክሳብ 11:00 ድሕሪ ሰዓት እናመፃእኹም ክትወስዱ ትኽእሉ::
5 ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
6 እቲ ዝማላእ ዋጋ ምስ ቫት ብዘይቫት ተባሂሉ ብንፁር ክምላእ አለዎ::
7 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይኖም ዝሰዓርክምዎ ንብረት 10% ዉዕሊ መክበሪ performance bond ወይ CPO ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምሉ ዕለት ጂሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝአሰርኩምዎ ንብረት ክተልዕሉ ይግባእ::
8 ሰዓርቲ እቲ ዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ ዝተብሃለ መዓልቲ እንተይአሊዒሎም ዘትሓዝዎ መኽበሪ ጨረታ ተወሪሶም ንኸልዕሉ ዝግደዱ ምካኖም ክፈልጡ ይግባእ::
9 እቲ ዝዉገድ ንብረት ኣብቲ ጨረታ 20% ክዉስክን ክቅንስን ከምዝክእል ክፈለጡ ይግባእ::
10 እቲ ጨረታ ዕለት 07/08/07 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 330 ንጉሆ ኣብ ኢንተርፕራይዝ መዕናፅቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኬዝቲ/ ዕ/ፅ/ ን/ምምር እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ::
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ ቁ ቁፅሪ 03 44 41 85 56 ደዊልኩም ክትራኸቡ ምካነኹም::