ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ከተማ ዓዲ ዳዕሮ

1 ናይዚ ዘበን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ዘሐደሰኑ ቅዳሕ አታሓሒዞም ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ሕጋዊ መቅረባይት ዘለዎም ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ቅዳሕ ከቅረቡ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝብሉ ቅዳሕ ከቅረቡ ዝክእል

4 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝተዉሃቦ ናይዚ ዘመን ዘሐደሰን ቅዳሕ ከቅረቡ ዝክእል

5 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ቫት ሪፖርት ናይ ወርሒ ጥሪ 2010 ዓም ቅዳሕ ኣታታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 26 ለካቲት 2010 ዓም ክሳብ 17 መጋቢት 2010 ዓም ይከዉን

7 ንዝርዝር ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ዘይምልሰ እናከፈልኩም ናብ ከተማ ልምዓት ዓዲ ዳዕሮ ክትወስዱ ከምትክእሉ ንሕብር

8 ሰነድ ጨረታ 11 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይከፈት ከይተከፈት ዝምለስ ሰነድ አይህልዉን በዘይምርካብም

9 መከሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይ ብጥር ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

10 ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይምልክቱ

11 ከተማ ልምዓት ዓዲ ዳዕሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344320317