ናይ ጨረታ ምልክታ
ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ንዝተፈላለየ ናይ ግድብ ስራሕቲ ዝዉዕሉ ኣይሮን ጌት(Iron gate) ንምስራሕ ትደሊ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኮኖምንሕብር::
1 ናይ 2007 ዓ/ምዝተሐደሰንግዲፍቃድዘለዎምተጫራቲካብቢሮቁፅሪ 613 / 100.00 / ቅረሺከፊሎምናይጨረታዶክመንትክወስዱይክእሉ::
2 ተጫረቲቫትዝተመዝገብሉናይቫትሴርቲፍኬትንናይወርሓዊዲክለር ናይታክሲከፋልነት ቲን ዝተመዝገበኩምምካንኩምመረጋገፂክተቅርቡይግባዕፎቶኮፒንኦርጅናልንከቅርቡአለዎም::
3 ተጫረቲካብዘቅረብዎጠቅላላዋጋ 2% /ክለተካብሚኢቲ/ ናይጨረታ ውሕስናመከበሪቢድቦንድ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገጸስፒኦጥራሕከትሕዙአለዎምጥረገነዘብምትሓዝአይፍቀድን::
4 ተጫረቲዝጫረትሉሰነድብዝተአሸገፖስታእዚጨረታምልክታካብዝወፅሉዕለትጀሚሩክሳብ 29/07/2007 ዓ/ምሰዓትሓሙሸት /5:00 / ናብማረትቤትፅሕፈትኩሉጊዜ አብስራሕ ሰዓት እናመፁሰነድጨረታኦምኸቅርቡይክእሉ::
5 ጨረታዝክፈተሉዕለት 29/07/2007 ዓ/ምሰዓት 9:00 አበማረትቤት ፅሕፈት ተጫረቲወይ ከዓሕጋዊወኪሎምአብዝርከብሉእዩ::
6 ኣብ ጨረታ ዘሸነፈ መቅረባይ እቲ ኣቅሓ ንምቅራብ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 30 ማዓልቲ ዉሽጢ እቲ ንብረት ኣታዊ ክግበር አለዎ
7 ሕድሕድገፅማሕተምዕለትክሕልዎ አለዎከምኡድማናይጨረታሰነድዝተማልዕዎ ዋጋስርዝ ድልዝዘለዎእንተኮይኑተቀባልነትየብሉን::
8 ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል(Specification) ምስራዝአይካአልን::
9 አቲድርጅትዝሓሸአማረፂእንተረኪቡነቲጨረታ ብሙሉእኮነ ብክፋልናይምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ::